ርኢቶኹም ንደሊ ኢና! ውሑዳት ሓጸርቲ ሕቶታት ብምምላስ፣ መጻኢ ፍሉያት ፍጻመታት City of Shoreline ኣብ ምቕራጽ ሓግዙና።
0% answered
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ኣብ ኣየኖት ፍሉያት ፍጻመታት City of Shoreline ተሳቲፍኩም? (ዝምልከቶ ኩሉ ምረጹ)
ካብ'ዞም መደባት እዚ'ቶም ኣብ ዝኾነ ይኹን ፍጻመ እንድሕር ዘይተሳቲፍኩም፣ ንምንታይ ከምዘይተሳተፍኩም ብኽብረትኩም ንገሩና፦
Maximum 255 characters
0/255
ኣብ Shoreline ብዝበለጸ ክትሪእዎም እትደልዩ ፍጻመታት እንታይ ዓይነት እዮም? (ዝምልከቶ ኩሉ ምረጹ)
ካልእ (ብኽብረትኩም ግለጹ)
ዝኾነ ይኹን ፍሉያት ኣብነታት ምስ ዝህልወኩም፣ ብኽብረትኩም ኣብ ታሕቲ ኣቕርብዎም፦
ኣብ ፍጻመታት መዓዝ መዓልቲታት/ሰዓታት ክትሳተፉ ትመርጹ?(ዝምልከቶ ኩሉ ምረጹ)
ቀውዒ/ሓጋይ/ጽድያ
ክረምቲ
ኣነ ዝመርጾ፦
ኣብ Shoreline ዝካየዱ ፍጻመታት ዝምልከት ዝህልወኩም ካልእ ሽኾነ ይኹን ሓሳባት ወይ ከዓ ጥቆማታት ኣካፍሉና፦
Maximum 20,000 characters
0/20,000
ብዛዕባ ፍጻመታት ከተማ ብኸመይ ትሰምዑ?
ብዛዕባ ዝመጽእ ፍጻመታት ሓድሽ ሓበሬታታት ክትረኽቡ ትደልዩ?
ኢመይል ኣድራሻ