Some content on this page may not display correctly. Please enable JavaScript in your browser's settings and refresh the page.
City of Shoreline መናፈሻ መሳለጥያታት Americans with Disabilities Act (ADA, ሕጊ ስንኩላን ኣሜሪካውያን) ውጥን ምስግጋር
Share City of Shoreline መናፈሻ መሳለጥያታት Americans with Disabilities Act (ADA, ሕጊ ስንኩላን ኣሜሪካውያን) ውጥን ምስግጋር on Facebook
Share City of Shoreline መናፈሻ መሳለጥያታት Americans with Disabilities Act (ADA, ሕጊ ስንኩላን ኣሜሪካውያን) ውጥን ምስግጋር on Linkedin
Email City of Shoreline መናፈሻ መሳለጥያታት Americans with Disabilities Act (ADA, ሕጊ ስንኩላን ኣሜሪካውያን) ውጥን ምስግጋር link
The survey and open house are now closed. For more information visit the Parks Facilities ADA Transition Plan project website .
City of Shoreline መናፈሻ መሳለጥያታት Americans with Disabilities Act (ADA, ሕጊ ስንኩላን ኣሜሪካውያን) ውጥን ምስግጋር - ብኢንተርነት ክፉት ገዛን ትሕዝቶ ዳህሳስን ውጥን ምስግጋር መሳለጥያታት መናፈሻ City of Shoreline ADA እንታይ እዩ? City of Shoreline መናፈሻታታ ንስንኩላን ብቐሊሉ ንኽጥቀሙሉ ውጥን ትፈጥር ኣላ። እዚ ውጥን’ዚ ሰባት ናብ መናፈሻታት Shoreline ንኽበጽሑ ዘጸግሙ ነገራት ክደሊን ንዕኡ ንምእራም ዝሕግዙ መንገድታት ክሕብርን እዩ። ካብ ሕብረተሰብ ርእይቶ ምርካብ ኣገዳሲ እዩ፣ ምኽንያቱ ንከተማ ኣብቶም ኣገደስቲ ምምሕያሻት ከተተኩር ስለ ዝሕግዛ።
ሓሳባት ናይቲ ሕብረተሰብ ምስ ኣከብናን ንመሳለጥያታት መናፈሻ Shoreline ምስ ረኣናን፡ ውጥን ምስግጋር ሕጊ ስንኩላን ኣሜሪካውያን (ADA) ክንነድፍ ኢና። ኣብ ክረምቲ 2025፡ ኣባላት ማሕበረሰብ Shoreline ነቲ ውጥን ክግምግሙን ሓሳባቶም ክህቡናን ክንሓትት ኢና።
ብተወሳኺ ነቲ ንድፊ ውጥን ምስ መናፈሻታት፣ መዘናግዕን ባህላዊ ኣገልግሎትን/ቦርድ ኣግራብን ንCity Council (ቤት ምኽሪ ከተማ)ን ርኢቶኦም ንምእካብ ከነካፍል ኢና። ብድሕሪኡ City Council ነቲ ናይ መወዳእታ ውጥን ምስግጋር ADA ንኸጸድቕዎ ክቐርበሎም እዩ። ኣብዚ መስርሕ ክፉታትን ግሉጻትን ንኽንከውን ቃል ኣቲና ኣለና፡ ብዛዕባ ምዕባለና ድማ ሓድሽ ሓበሬታ ከነካፍል ኢና።
እቲ ሕብረተሰብ ዳህሳስ ሕዚ ተዓፅዩ ኣሎ።